RADIO SIMRET: ኣብ ህሉው ኩነታት ኤርትራ እንታይ ንግበር፣ ነቲ ዘይተርፍ ፖለቲካዊ መቐይሮ `ኸ ከመይ ንዕመሞ፣ 11 ክፋል!

3 Views
Published
ራድዮ ስምረት: ብሓልዮት ክፍሊ ዜናን ባህልን ስምረት ምንቅስቓስ ኤርትራውያን ንድሕነት ሃገር ዝፍኖ ናይ ራድዮ መደብ እዩ። ስምረት ምንቅስቓስ ኤርትራውያን ንድሕነት ሃገር; ህግደፋዊ ወጽዓ ዝመረሮም; ብህዝባዊ ፍቕሪ ልቦም ዝነደደ; ኤርትራዊ ሕልንኦምን ሓበኖምን ዘይነጸፈ; ሃገራዊ ህዝባዊ ደሞክራስያዊ ምንቅስቓስ እዩ። ዕላማ ስምረት ነቲ ብዘይ ፍቓድ ህዝቢ ኣብ ዝባን ምልኪ ተቐሚጡ ዘሎ ዓማጺ ጉጅለ; ካብቲ ገቢትዎ ዘሎ ስልጣን ክወርድ። እቲ ስልጣን ናብቲ ዋንኡ ዝኾነ ህዝቢ ከም ዝምለስ ምግባር። ኣብ ኤርትራ ንኹሉ ዜጋ ዘሳትፍ ብቑዋም ዝምራሕ መንግስቲ ህዝቢ ብህዝቢ ክትከል ምግባር። መብጽዓ ሰማእታት ዝኾነ ዕላማ ምህናጽ ሓራን ደሞክራስያዊትን ምዕብልቲ ሃገረ ኤርትራ ክዉን ምግባር እዩ። ኤርትራን ኤርትራውነትን ንዘልኣለም ክነብሩ; ኤርትራዊ ክብረትን መንነትን ክዕቀብን ክቅጽልን ምስራሕ እዩ።
Subscribe Us:http://www.youtube.com/c/RadioSimret
Facebook page:https://www.facebook.com/ESMNS-1041713819189721/
Instagram: https://www.instagram.com/radio_simret/
Website:http://simret.org/
Category
Videos
Tags
eritrean music 2020, eritrean film 2020, eritrean film 1080 part 21
Be the first to comment