SPORT - ስፖርት - Tuesday, 24 January 2023.

5 Views
Published
*** መደብ ስፖርት - ሰሉስ 24 ጥሪ 2023፦
• ኣትሌት ራሄል ዳንኤል ኣብ በልጅዩም ተዓዊታ።
• ተቐዳዳማይ ናትናኤል ተስፋጽዮን ኣብ ዙር Santos Tour Down Under ዘዕግብ ውጽኢት ረኺቡ።
• ተቐዳዳማይ ቢንያም ግርማይ ናይ 2023 ውድድሩ ጽባሕ ክጅምር እዩ።
• ኣቓውማ ክለብ Intermarché - Circus –Wanty ኣብ'ዚ ዓመት እንታይ ይመስል?
• ደቡብ ኣፍሪቃ ኣብ ዓመታዊ ውድድር ሻምፕዮን ኣህጉር ኣፍሪቃ ከም ዘይትሳተፍ ኣፍሊጣ።
Category
Videos
Tags
erena, radio erena, eritrea
Be the first to comment